ጸብጻብ ናይቲ ካብ 28 – 29 ነሓሰ 2015 ዓ.ም አብ ከተማ ኦክላንድ ዝተኻየደ ቦሎኛ ፎረም

EYSCEYSC Action, EYSC News, Featured

11173381_10204012016655337_3976717105364087683_n

            ቦሎኛ ፎረም ኦክላንድ ዓርቢ 28 ነሓሰ ድሕሪ ቀትሪ እዩ ብዕሊ ተኸፊቱ። ካብ ርሑቑን ቀረባን ንዝመጹ አጋይሽ እንቋዕ ናይ ደሓን መጻኹም መልእኽቲ ድሕሪ ምሕላፉ፤ ዝኽረ ሰማእታት ሲዒቡ፤ ቀጺሉ ንተሳተፍቲ … Read More

ህጹጽ ጻውዒት አብ የመን አብ ሓደገኛ ኩነታት ወዲቕም ንዘለው ዜጋታትና ንምሕጋዝ

EYSCContributed Articles, EYSC News, Featured

yemen

ኣብ የመን ተሰዲዶም ዘለዉ ኤርትራውያን ውዓል ሕደር ዘየድልዮ ጻውዒት ርድኡና የቕርቡ ኣለዉ። ኤርትራዊ ዜጋ ብፍላይ እቲ ናይ ሃገር ዓንዲ ሕቖ ዝኾነ መንእሰይ ወለዶ፡ ካብታ ዘፍቅራ ዓዱ፡ ካብቶም ዝፈትዎም ወለዱን ደቁን … Read More

Developments from Inside Eritrea | ምዕባለታት ካብ ውሽጢ ኤርትራ

EYSCExpose PFDJ, EYSC Action, EYSC News, Featured

wave2015_inside_news

ሰንበት 29 መጋቢት 2015 ዓ.ም አብ ከተማ አስመራ ንህዝቢ ንኡሳን ዞባታት ቲራቮሎ፡ ሰምበልን ጸጸራትን አብ ቀጽሪ ኤክስፖ ካብ ሚኒስትሪ ዜና ብዝተወከሉ ብደበሳይ ጊደን ብዝተመርሐት ጉጅለ ህዝባዊ አኼባ ተኻይድሎም። ዳርጋ ኩሉ … Read More

News From Asmara – Wave2015

EYSCEYSC Action, EYSC News, Featured

Asmara-Post.--finaljpg

መልእክቲ ማዕበል 2015 ብዝተዓጻጸፈ ናህሪ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ይቕጽል ኣሎ:: ኣባላት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ (EYSC) በቲ ዘሎ ጻዕቂ ህላወ ፓሊስ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ከይተበድሁ ንማዕበል15 … Read More

EYSC Leadership Radio Medrek Interview

EYSCEYSC Media, EYSC News, Video

ማዕበል/Wave 2015

EYSCEYSC Action, EYSC News, Featured

wave600x

ዝኸበርካ ሓፋሽ ኤርትራ ንልዕሊ ርብዒ ዘመን ደማዊ ምሩጻት ደቅኻ ዝሃሞኸ ቃልሲ አንጻር ባዕዳውያን ገዛእቲ ኢትዮጵያ አካይድካ ብጅግንነት ተዓዊትካ ናጽነትካ ጨቢጥካ። ድሕሪ ናጽነት ከይተሃወኽካ ንኹሉ ብዓቕልን ትዕግስትን ክትከይድ መሪጽካ። ጠሚኻ ክንስኻ … Read More