ጸብጻብ ናይቲ ካብ 28 – 29 ነሓሰ 2015 ዓ.ም አብ ከተማ ኦክላንድ ዝተኻየደ ቦሎኛ ፎረም

EYSCEYSC Action, EYSC News, Featured

11173381_10204012016655337_3976717105364087683_n

            ቦሎኛ ፎረም ኦክላንድ ዓርቢ 28 ነሓሰ ድሕሪ ቀትሪ እዩ ብዕሊ ተኸፊቱ። ካብ ርሑቑን ቀረባን ንዝመጹ አጋይሽ እንቋዕ ናይ ደሓን መጻኹም መልእኽቲ ድሕሪ ምሕላፉ፤ ዝኽረ ሰማእታት ሲዒቡ፤ ቀጺሉ ንተሳተፍቲ … Read More

Developments from Inside Eritrea | ምዕባለታት ካብ ውሽጢ ኤርትራ

EYSCExpose PFDJ, EYSC Action, EYSC News, Featured

wave2015_inside_news

ሰንበት 29 መጋቢት 2015 ዓ.ም አብ ከተማ አስመራ ንህዝቢ ንኡሳን ዞባታት ቲራቮሎ፡ ሰምበልን ጸጸራትን አብ ቀጽሪ ኤክስፖ ካብ ሚኒስትሪ ዜና ብዝተወከሉ ብደበሳይ ጊደን ብዝተመርሐት ጉጅለ ህዝባዊ አኼባ ተኻይድሎም። ዳርጋ ኩሉ … Read More

ዋርሳይ ናብራ ወኻርያ ይነብር፡ ሃብቲ ሃገር ናብ ስዊዝ ይሰግር

EYSCExpose PFDJ, EYSC Action, Featured

swiss-dollars-2

ዝከበርካ ዋርሳይ ወለዶ፡ አብ ፈቖዶ ዶባት፡ ድፈዓት፡ አኽራናትን ሽንጭሮታትን ኤርትራ ከም ወኻርያ በረኻ ፋሕ ኢልካ ተደርቢኻ ዘለኻ ዋራሳይ ወለዶ አብ ዘለኻሉ ቦታ ሃሊኻ፡ እቲ ንስኻ ዘይትፈልጦ ዓለም ብ ዓለማ እትዛረበሉ … Read More