ለውጢ ካብ ውሽጢ “ጸላም ሰንበት ኣስመራ” ዘረጋገጸቶ ሓቂ

Solomon AssefawContributed Articles, Featured

ህዝቢ በቶም ብዘይድልየቱ አብ ዝባኑ ዝተኾየጡ ወይ ብሕጋዊ መስርሕ ዘይመረጾም መለኽቲ ንዓመታት ክርዕድን ክፈርህን ይኽእል እኳ እንተኾነ ንዘንተ እለት ተምበርኪኹን ርዒዱን ክነብር ግና ፈጺሙ ዘይሕሰብ እዩ። እዚ ሰራሕ ቅያን ጅግንነትን … Read More

እታ ዘይተስተማቐረት ናጽነት

Wedeb TedrosContributed Articles, Featured

EYSC-flags

ኣብ ሓደ እዋን: ብማሕበረሰብ ዓለም ትስፍውቲ ሃገር ዝብል ቅጽል ተዋሂብዋ: ከም ጽብቅቲ ዕንበባ መሮር ኣዒንቲ ብዙሓት ዓሲልዋ ኔሩ’ዩ። ኤርትራ ሃገርና! እቲ ንዘመናት ቀላጽም ዝጠንከራ ሃገራት እንዳበራረየ: መግዛእቲ ድሕሪ መግዛእቲ ዘሳሰየ … Read More

ንህዝቢ ኤርትራ ዝተኸፍለ ዋጋ ንዘልኣለም ክኸብር እዩ

EYSCEditorial, Featured

eysc-editorial

ወግዓዊ መግለጺ ድሕሪ’ ቲ ኣብ መፋርቕ 20 ክፍለዘመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተወሰነ ዘይፍትሓዊ ብይን: እቲ ብዓንተብኡ ውን ኣንጻር መግዛእቲ ክተኣኻኸብ ዝጀመረ ኤርትራዊ ደምበታት: ቃልሱ ንመሰል ርእሰውሳኔ ክብ ከብል እዩ ተቐሲቡ። … Read More

ስቕታ ክሳብ መዓስ?

Robel TekleContributed Articles, Featured

robel

ቅድሚ 14 ዓመት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ አፍወርቂ ንድምጺ ጠለብ ለውጥን ፍትሕን ገዳይም ተጋደልቲ፣አቦታትን፣መንእሰያት ጋዜጠኛታትን አብ ቤት ማእሰርቲ ብምድጓን ክዓብሶ ፈቲኑ፡፡ ይኹን እምበር እቲ ድምጺ ቀስ ብቐስ አብ … Read More

አጆኻ ህዝበይ እዝውን ክሓልፍ’ዩ

Solomon AssefawContributed Articles, Featured

Eritrea Independence Freedom

ነዚ በዓል ረዚን ታሪኽ ሰራሕ ቅያ፡ ትማሊ ትማሊ ብጅግንነቱ ዓለም ብዓለማ ዝተደነቐትሉ ህዝቢ ሎሚ ብደገን ብውሽጥን ከይተፈራረሙ ዝተወዓዓሉ አእሿኽ ምድሪ ቤትን ጎረቤትን ክጻወቱሉ ክትርእይስ ክንደይ መዓንጣ ከብድኻ ይኹምትር። ትማሊ ትማሊ … Read More

ጸብጻብ ናይቲ ካብ 28 – 29 ነሓሰ 2015 ዓ.ም አብ ከተማ ኦክላንድ ዝተኻየደ ቦሎኛ ፎረም

EYSCEYSC Action, EYSC News, Featured

11173381_10204012016655337_3976717105364087683_n

            ቦሎኛ ፎረም ኦክላንድ ዓርቢ 28 ነሓሰ ድሕሪ ቀትሪ እዩ ብዕሊ ተኸፊቱ። ካብ ርሑቑን ቀረባን ንዝመጹ አጋይሽ እንቋዕ ናይ ደሓን መጻኹም መልእኽቲ ድሕሪ ምሕላፉ፤ ዝኽረ ሰማእታት ሲዒቡ፤ ቀጺሉ ንተሳተፍቲ … Read More